ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ን20 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝጸንሓ ኢትዮጵያዊ ጋዜጠኛ ነጋ ተገኝ


ኣብ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ተወሊዱ ንዓቕሚ አዳም ምስ በጽሓ ተመርዕዩ፡ ቆልዑ ወሊዱ ክሳብ ጊዜ ናጽነት ኤርትራ ድማ ኣብኡ ይነብር ኔሩ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ብምዃድ ብሞያ ጋዜጠኝነት ቀጺሉ።

ናብ ዝዓበየላ ከተማ ኣስመራ ስድራ ንምርኣይ ምስ ኸደ ኹናት ኢትዮ ኤርትራ ተወሊዑ። ንሱ’ውን ብሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ ተታሒዙ ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ መዓልታት ተፈቲሑ ናብ አዲስ አበባ ዝርኸቡ ስድራ ቤቱ ክጽንበር ክኢሉ’ዩ።

ጋዜጠኛ ነጋ ተገኝ
ጋዜጠኛ ነጋ ተገኝ

ምስ ጋዜጠኛ ነጋ ተገኝ ዝተካየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ን20 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝጸንሓ ኢትዮጵያዊ ጋዜጠኛ ነጋ ተገኝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:32 0:00

XS
SM
MD
LG