No media source currently available
ንፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ኣምሓርኛን ትግርኛን ዝምልከት ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻዪዱ:: እቲ ሎሚ ካብ ሰዓት 10:30 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ዋሽንግተን ዲሲ፡ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢኣን ኣብ ቅድሚ ህንጻ ድምጺ ኣመሪካ ናይ ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።