ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጥፈታት ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ኣብ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና


ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ክፍሊ ትምህርቲ ሓለዋ ጥዕና ሕብረተሰብ መምህርን ተመራማርን ኣባል ኮማንድ ፖስት ዘባ ምብራቅ መምህር ዜናዊ ሓጎስ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዘካይዶ ዘሎ ምንቅስቃስ መብርሂ ሂቦም ኣለው።

መምህር ዜናዊ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝኣወጆ ኣዋጅ ንተግባራውነቱ ዝግበር ዘሎ ፃዕርን ዝምልከት ዝሃብዎ መብርሂ ከምኡ’ውን ርእይቶ ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ተወሺቦም ዝርከቡ ውልቀ ሰባት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG