ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጥፈታት ማሕበር ትግራይ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን


ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝተዓጠቁ ተማሃሮ ንምፍራይ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ኣላ።

ኣብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዳይሬክተር ዳይረክቶሬት ክትትል ትልምን ኮሚኒኬሽን ኣይተ ሰለሞን ሕሉፍ ምንቅስቃስ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብፍላይ ኣብ ሳይነስን ቴክኖሎጅን ኣድሂቦም ኣዋጊዖሙኒ ኣለዉ።

ተጠቀምቲ እተን ማእከላት ሳይነስን ቴክኖሎጅን ዝኮኑ ተማሃሮ ካልኣይ ብርኪ ሓውልቲ እውን ርእይቶኦም ሂቦም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ንጥፈታት ማሕበር ትግራይ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:53 0:00


XS
SM
MD
LG