ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንግጭት ክልላት ኦሮምያን ቤንሻንጉል ዘበገሶ ዝተወደበ ሓይሊ ኣሎ ክብል ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ


ዳይሬክተር ህዝባዊ ርክባትን ኮሚኒኬሽንን’ቲ ቤት ዕዮ ኣቶ ዝናቡ ቱኑ
ዳይሬክተር ህዝባዊ ርክባትን ኮሚኒኬሽንን’ቲ ቤት ዕዮ ኣቶ ዝናቡ ቱኑ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ምስ ዝተፈጥረ ግጭት ብድሕሪት ኣዚዩ ዝተወደበ ሓይሊ ኣሎ ክብል ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ኣፍሊጡ።መንቀሊ ናይ ዝተፈጥረ ፀገም ፀጥታ ይፅናዕ ከምዘሎ እውን ሓቢሩ’ሎ።

ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብቲ ሃገር ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝተኸሰተ ጎንጺታት ሃንደበት አይኮነን ዝብል’ዩ።

እቲ ጠቅላሊ ዓቃቢ ሕጊ ንዘውጽኦ መግለጺ መበገሲ ጌሩ ምስ ዳይሬክተር ህዝባዊ ርክባትን ኮሚኒኬሽንን’ቲ ቤት ዕዮ ኣቶ ዝናቡ ቱኑ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG