ዋሽንግተን —
ጁንቲኒዝ ( Juneteenth ) ተባሂሉ ዝፍለጥ ምዝዛም ንግዲ ጊልያነት ዝሕብር ክብረ በዓል 19- ሰነ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ንካልኣይ ጊዜ ተዘኺሩ'ሎ።
ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካውያን ግን እቲ ጎንጺ ሓይልታት ኮንፈደረይት ኢዶም ምስ ሃቡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ከምዝተዛዛመ ንምንጋር ወታሃደራት ኣመሪካ ናብ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ካብ ዝበጽሕሉ ካብ 19 ሰነ 1865 ዓ.ም ጀሚሮም እዮም ነዛ ዕለት ክዝኽርዋ ጸኒሖም።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን