ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ውጥረት ንምፍታሕ ክሰርሕ ሰብ ሃብቲ'ቲ ከባቢ ጸዊዖም


ንግዝኣት ኢትዮጵያ ጥሒሱ ኣትዩ ዝበልዎ ሰራዊት ሱዳን መንግስቲ ፍታሕ ክረኽበሉ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሕርሻ ወፍሪ ዝገበሩ ሰብ-ሃብቲ ሓቲቶም። እኽሎም ኣብ ምእካብ ከለዉ እቲ ኩነታት ከምዘጋጠመ`ውን ይገልጹ።

ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝድገፍ ናይ ኣምሓራ ፍሉይ ሓይልን ሚልሻን ንሰራዊት ሱዳን ካብቲ ዝሓዞ ቦታ ኣልቂቕዎ`ዩ ዝብል ወረ ግን ሓቂ ከምዘይኮነ ነበርቲ`ቲ ከባቢ ንድምጺ ኣሜሪካተዛሪቦም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG