ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ካብ ትማሊ ረፍዲ ጀሚሩ ተዓጽዩ ዝነበረ መንገዲ ከምዝተኸፈተ ተገሊጹ።
እቲ ካብ አዋሽ ናብ ክልል ትግራይ ዝወስድ ዝነበረ መንገዲ ክኽፈት ከሎ ካብ ማእከል ሃገር ናብ ምብራቅ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዝወስድ መንገዲ ግን ምሸት'ዩ ተኸፊቱ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available