ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንእሽቶ-ዓባይ” ሻም ጌሹ ብዝኽሪ ሓዋን መሳርሕታን


“ንእሽቶ-ዓባይ” ሻም ጌሹ ብዝኽሪ ሓዋን መሳርሕታን
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:09 0:00

ብጽልዋ ስድራቤት ካብ ብንእሽቶኣ ናብ ዓውዲ ስነ-ጥበብ ዝኣተወት ሻም ጌሹ፡ ኣብ በበይኑ መድረኻት ልዕሊ 35 ደርፍታት ኣበርኪታ’ያ። ሻም፡ ብዘጋጠማ ሓደጋ መኪና፡ ምስ ወዲ 7 ዓመት ውላዳ’ያ ኣብ መበል 31 ዓመት ዕድሜኣ ቀዳም 4 ለካቲት 2023 ዓሪፋ። መደብ ቂሐ-ጽልሚ ነዛ ኣብ ኣፍላ ኣበርክቶኣ ዝተዀልፈት ድምጻዊት ዝድህስስ’ዩ።

XS
SM
MD
LG