No media source currently available
ንሽዱሽተ መዓልታት ኣብ ወደባት ሲሲሊ ዝጸንሑ ኣስታት 100 ዝኾኑ ስደተኛታት ትማሊ ሶሉስ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሮካ ዲ ፓፓ ምእታዎም ተገሊጹ።