ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመስርሕ ሰላም ኤርትራንኢትዮጵያን ርእይቶ ዜጋታት


ቅልጡፍ ጉዕዞ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ልዑል ዓለም-ለኻዊ ግብረ-መልሲ ምርካቡ ቀጺሉ`ሎ። ዜጋታት ክልቲኤን ሃገራት`ውን ድልየታቶም ትምኒቶምን ብዝተፈላለየ መልክዕ ይገልጹ`ለዉ።

ካብ መንጎኦም ትማሊ ዘቕረብናዮም ኢትዮጵያዊ ነጋዳይ ኣቶ ዳዊት ገብረእግዚኣብሔር ተጠቃሳይ ክኾኑ ኸለዉ፡ ኤርትራዊ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል`ውን ካብ መንጎ ነዚ ጉዳይ`ዚ ብቐረባ ክከታተልዎ ዝጸንሑን ኣብ`ቲ ኣርእስቲ ብዙሕ ዝጸሓፉን ምሁራት ሓደ`ዩ።

ምሉእ ርእይቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ንመስርሕ ሰላም ኤርትራንኢትዮጵያን ርእይቶ ዜጋታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:21 0:00


XS
SM
MD
LG