ዋሽንግተን —
ኣብ ፓኪስታን ንዓመታት ዝነበረ ኣሰራርሓ ምህርቲ ሕርሻዊ ንግዲ ሓደ ዓይነት'ዩ ኔሩ። እንተኾነ ሓንቲ መንእሰይ ጓል ኣንስተይቲ ነቲ ደቂ ተባዕትዮ ዝዓብለልዎ ናይ ብዙሕ ቢልዮን ዶላርን ኢንዱስትሪ ብጠቅላላ ደላላታት ብምውጋድ ንምቅያሩ ትፍትን'ላ።