ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንህዝቢ ከየፍለጥና እንገብሮ ድርድር የሎን፡” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል


“ንህዝቢ ከየፍለጥና እንገብሮ ድርድር የሎን፡” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:43 0:00

“ንህዝቢ ከየፍለጥና እንገብሮ ድርድር የሎን፡” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንመስርሕ ዘተ ምስ መሪሕነት ክልል ትግራይ እተጽንዕ ኮሚተ ከም ዝመዘዘ ኣብ ትማሊ ሰሉስ ንፓርላማ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም ነይሮም። ነቲ ብወገን ፈደራላዊ መንግስቲ ዝወጸ መግለጺን ካልእ ምስ ህሉዊን ኩነታት ትግራይን ኣመልኪቱ፡ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል መግለጺ ሂቡ ነይሩ።

መንግስቲ ኤርትራ ብመገዲ ሚንስትሪ ዜና ኣቢሉ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ነዊሕ ሓተታ፡ ክልል ትግራይ ንኤርትራ ንምውራርን ዓባይ ትግራይ ንምምስራትን ሕልሚን ምድላዋትን ይገብር ምህላዉ ከሲሱ ነይሩ። ጸኒሑ’ውን ከም ሓበሬታ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ ደብዳብ ከቢድ ብረት ምፍጻሙ ጸብጺቡ ነይሩ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG