No media source currently available
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ካብ በበይኑ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተዋጽኡ ስደተኛታት ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት (ዑኝሕርጭ) ሰለማዊ ሰልፊ ክገብሩ ቀንዮም ኣለዉ።