ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናጽነት-ፕረስ ኣብ`ተን ጸላእቱ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ`ተን ተሓለቕቱ ዝብሃላ ከይተረፈ ከምዘንቆልቆለ ይግለጽ ኣሎ


ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዝዝከር መዓልቲ ነጻነት ፕረስ ጋዜጠኛታት መላእ ዓለም ስርሖም ኣብ ዝሰርሕሉ ማእሰርቲ፡ምፍርራሕን ካብኡ ሓሊፉ’ውን ሞት የጋጥሞም’ሎ። ንነጻነት ፕረስ ኣዝየን ጸቐጥቲየን ዝበሃላ ሃገራት ተመሳሳሊ’ዃ እንተኾና እተን ፈተውቲ ፕረስ’የን ዝበሃላ’ውን ኣንጻር ሚድያ ሓደስቲ ጸላእቲ ኮይነን ኣለዋ።

ተሓለቕቲ፡ ነጻነት ፕረስ ኣብ ክንዲ ዝመሓየሽ ብቀጻሊ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ’ሎ ክብሉ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG