ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ፈለማ ክኢላ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ኣፍራስን በዓልቲ ተውህቦ ስነጥበብን ኤርትራዊት መንእሰይ

ሰላማዊት ኣፈወርቂ ትብሃል።ኣብ ቪላጆ -ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ማእከል ምርባሕ ኣፍራስ ከም ክኢላ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ኣፍራስን ኣካያዲት ስራሕን ኮይና ኣብ ምስራሕ ትርከብ ።እዛ ናይ ፈለማ ክኢላ ናይ’ዚ ዓውዲ ዝኾነት መንእሰይ ብሳላ ዝወሰደቶ ስልጠናን ዘካየደቶ ጻዕርን ናናብ’ዚ ደረጃ’ዚ ከምዝበጽሐት ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪባ ።

ኣብ ስእሊ፡ግጥምን ቅዲ-ክዳንን ዓቅምን ተውህቦን ከምዘለዋ ዝገለጸት መንእሰይ ሰላማዊት፥ንፈተውታን መቕርባን ብርክት ዝበሉ ባህላውን ዘመናውን ክዳውንቲ ከምዘዳለውትን ልዕሊ 150 ግጥምታት’ውን ከምዝጸሓፈትን ተዛሪባ`ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ናይ ፈለማ ክኢላ ዘመናዊ ሜላ ምድቓል ኣፍራስን በዓልቲ ተውህቦ ስነጥበብን ኤርትራዊት መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:57 0:00


This item is part of
XS
SM
MD
LG