ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ንዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ሸሊማ


ጽባሕ ንዝጅመር ሓድሽ ዓመት ብዝምልከት መልእኽቲ ዘሕለፉ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንዝተጀመረ ናይ ለውጢ ስራሕ መሰረት ዝሕዘሉ ክኸውን’ዩ ኢሎም።

ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ካብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝተዋህቦም ሽልማት ኣብ ዝተቐበልሉ ካብ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ንዝቕረበሎም ሕቶ ኣብ ዝመለስሉ እዋን እታ ቤተ ክርስትያን ንቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣህመድ ነቲ ሽልማት ዝሃበት ነቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ለውጢ ብምምራሖምን ንክቅጽልሉ ንምትብባዕን ምዃኑ’ውን ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ንዶ/ ኣብይ ኣሕመድ ሸሊማ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:27 0:00

XS
SM
MD
LG