ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ሶሻል ዴሞክራቲክ ፓርቲ ኣብ ዞባ ከፋ ንዘጋጠመ ፍጻመ ዝምልከት መግለጺ ሂቡ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ህዝብታት ዞባ ከፋ ወረዳ ዴቻ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ 37 ሰላማዊያን ዜጋታት ብዕጡቓት ተቐቲሎም፤ልዕሊ 20 ሽሕ ህዝቢ ተመዛቢሉ ክብል ናይ ኢትዮጵያ ሶሻል ዴሞክራቲክ ፓርቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ፓርቲ ወሲኹ መንግስቲ እውን ነዞም ወገናት ግቡእ ሓለዋ ኣይገበረሎምን ክብል ከሲሱ።

ኣመሓደርቲ ዞባ ብዛዕባ እዚ ምላሽ ክህቡ ዝተገብረ ፈተነ ግን ኣይቀንዐን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG