ኣካፍል
መሕተሚ
ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ዓበይቲ ዓድን ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ሰላም ኣካይዶም፡፡
ትካላት ሃይማኖት ክልል ትግራይ እቲ መድረኽ ሰላም ብምቅዋም ኣይተኻፈሉን ተባሂሉ ኣሎ፡፡
ነዚ ስዒቡ ኣብ ከተማ መቐለ ተቓውሞ ተኻይዱ ኣሎ፡፡
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ፡፡
No media source currently available