No media source currently available
ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከባቢታት ዝተወከላ ኣምባሳደር ሰላም ተባሂለን ዝተሰየማ ኣዴታት ናብ ከተማ መቐለ ይበጽሓ ኣለዋ። እተን ኣዴታት ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕደር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ተራኺበን ተዘራሪበን። ዶክተር ደብረፅዮን ኣብቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ሰላም እዩ ዘሎ ኮይኑ ግና ኣብ ካልእ ከባቢ እውን ሰላም ክሰፍን ክንሕግዘክን ኢና ኢሎም።