ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ናብ ፍርዲ ዘይቀረብኩ ኢልካ ምሕታት ንባዕሉ ሓደጋ’ዩ' ይርጋኣለም ፍስሃ


'ናብ ፍርዲ ዘይቀረብኩ ኢልካ ምሕታት ንባዕሉ ሓደጋ’ዩ' ይርጋኣለም ፍስሃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00

ትማሊ (3 ግንቦት) ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ። ሕጂ ኣብ ሃገረ ጀርመን እትርከብ ኤርትራዊት ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ ከኣ ሓንቲ ካብዞም ተመኵሮኦም ዘካፍሉ ኣካል’ዚ ፍሉይ ምድልዋት’ያ። ንናይ ማእሰርቲን ካልእ ጸገማት ፕረስን ኣመልኪትና ሓጺር ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።

XS
SM
MD
LG