ዋሽንግተን —
ትማሊ (3 ግንቦት) ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ።
ሕጂ ኣብ ሃገረ ጀርመን እትርከብ ኤርትራዊት ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ ከኣ ሓንቲ ካብዞም ተመኵሮኦም ዘካፍሉ ኣካል’ዚ ፍሉይ ምድልዋት’ያ። ንናይ ማእሰርቲን ካልእ ጸገማት ፕረስን ኣመልኪትና ሓጺር ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።
ርእይቶታት ንምርኣይ (1)
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን