ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ክልል ትግራይ ዝኣትው ዝነበረ ሓገዛት ብምቁራጹ ህዝቢ ብኸቢድ ጥምየት ይሳቐ ምህላው ተገሊጹ


መቐለ

ብሰንኪ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ዝነበረ ሓገዛት ብምቍራጹ ህዝቢ ትግራይ ብኸቢድ ጥሜት ይሳቐ ከም ዘሎ ወኪልና ካብ መቐለ ጸብጺቡ ኣሎ።

ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፡ እቲ ውሑድ ክመጽእ ዝጸንሐ ሓገዝ እኽሊ ኣቋሪጹ፡ ኣብ መኻዚኖ ዝጸንሐ ዝርካቡ ቀረባት’ውን ብምውድኡ ህዝቢ ኣደዳ ከቢድ ጥሜት ኮይኑ ከም ዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ዝተላእከ ጸብጻብ ንዝምልከቶም ሓለፍቲን ተመዛበልቲ ህዝቢን ኣዘራሪቡ’ዩ ዘሎ፡ ምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG