ናብ ከተማ መቐለ ዝካየድ ዝነበረ በረራ ሓገዝ ዝጸዓና ነፈርቲ ምቑራጹ ተገሊጹ
ናብ ከተማ መቐለ ይካየድ ዝነበረ በረራ ሓገዝ ካብ ትማሊ ረቡዕ ኣትሒዙ ተቋሪጹ ይርከብ። ሚኒስተር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ "ህወሓት፣ ረድኤት ዝጸዓና ነፈርቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከልኪሉ" ክብል ይከስስ። ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ክልል ትግራይ ብወገኑ "ነዳዲ ብዘይምህላው ዝተፈጥረ ጸገም እዩ" ኢሉ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ