ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ መዓስከራት ሱዳን ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ብኮቪድ19 ከይተሓዙ ስግኣት ኣሎ ተባሂሉ


ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዘሎ ጎንፂ ሃዲሞም ናብ መዓስከራት ሱዳን ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ብኮቪድ 19 ከይተሓዙ ስግኣት ኣሎ ተባሂሉ። ስጋብ ሕጂ ብቫይረስ ኮረና ዝተታሓዘ ሰብ ዘይተረኽበ'ኳ እንተኾነ ስግኣታት ግን ሓይሉ'ሎ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ናብ መዓስከራት ሱዳን ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ብኮቪድ19 ከይተሓዙ ስግኣት ኣሎ ተባሂሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00



Recommended

XS
SM
MD
LG