ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ሃገሮም ዝተመልሱ ሶማልያዊን ስደተኛታት ብሰንኪ ደርቂ ናብ መዓስከር ኬንያ ይምለሱ

ናብ ሃገሮም ዝተመልሱ ሶማልያዊን ስደተኛታት ብሰንኪ ደርቂ ናብ መዓስከር ኬንያ ይምለሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:58 0:00

ናብ ሃገሮም ዝተመልሱ ሶማልያዊን ስደተኛታት ብሰንኪ ደርቂ ናብ መዓስከር ኬንያ ይምለሱ

ኬንያ ስደተኛታት ብፍቃዶም ናብ ሃገራቶም ናይ ምምላስ ፕሮግራም ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ 2017 ካብ ትጅምር ንደሓር ልዕሊ 85 ሽሕ ሶማልያውያን ናብ ሃገሮም ብምምላስ ተጣይሶም ኣለው።

እንተኾነ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እቲ ዝጸንከረ ምዃኑ ዝተነግረሉ ደርቂ ረድኤት ንምንዳይ ካብኣቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኬንያ ዳዳብ ከም እንደገና ተመሊሶም'ለዉ።

ኬንያ ሓደስቲ ስደተኛታት ምምዝጋብ ስለዝኸልከለት እቶም ናብቲ መዓስከር ስደተኛታት ዝተመለሱ ስደተኛታት ተረባሕቲ ፕሮግራም ረድኤት ክኾኑ ኣይከኣሉን።

XS
SM
MD
LG