ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

' ነጻነትን ዲሞክራስን ዓለም የንቆልቁል ኣሎ' ፍሪደም ሃውስ


ፍሪደም ሃውስ ዝተባህለ ዓለምለኸ ትካል ሎሚ ኣብ ዙርያ ዓለም ንዘሎ ዲሞክራሲ ብዝምልከት ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2020 ጸብጻብ ን14 ተኸታታሊ ዓመታት ዝተረኽበ ውጽኢት ዘየተባብዕ ምዃኑ ሓቢሩ።


እቲ ትካል ኣብቲ ጸብጻቡ ናይ ውልቂ ነጻነትን ስርዓታት ዲሞክራሲን መጥቓዖዕ ይበጽሖም ኣሎ ኢሉ።

ፍሪደም ሃውስ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ጸብጻቡ ነጻነትን ዲሞክራስን ኣብ ዙርያ ዓለም የንቆልቁል ኣሎ ኢሉ።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG