ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ጥንታዊ ታሪኻዊ ቦታ ላሊበላ ካብ በሰላ ዂናት ንምሕዋይ ይቃለሱ


ነበርቲ ጥንታዊ ታሪኻዊ ቦታ ላሊበላ ካብ በሰላ ዂናት ንምሕዋይ ይቃለሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

ነበርቲ ጥንታዊ ታሪኻዊ ቦታ ላሊበላ ካብ በሰላ ዂናት ንምሕዋይ ይቃለሱ

ቅድሚ ውግእ ሰሜን ኢትዮጵያ ምውልዑ፣ ብትካል ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህሊን ሕቡራት ሃገራት (ዩኔስኮ)ዝተመዝገበ ጥንታዊ ታሪኻዊ ስፍራ ላሊበላ ማእከል ቱሪዝም እዩ ነይሩ።

ካብ ከውሒ ብዝተሃነጹ አብያተ ክርስትያናት ዝልለ ላሊበላ፣ አብ እዋን'ቲ ውግእ፣ ምቅይያር ዝቆጻጸሩዎ ሓይልታት ተፈጢሩ’ውን ስለዝነበረ፣ ቱሪዝም ብኡ መጠን ተዳኺሙ አሎ።

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ይቅጽል ንዘሎ ጻዕሪታት ዳግመ ህንጸት ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ካብቲ ቦታ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG