ነበርቲ ጥንታዊ ታሪኻዊ ቦታ ላሊበላ ካብ በሰላ ዂናት ንምሕዋይ ይቃለሱ
ቅድሚ ውግእ ሰሜን ኢትዮጵያ ምውልዑ፣ ብትካል ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህሊን ሕቡራት ሃገራት (ዩኔስኮ)ዝተመዝገበ ጥንታዊ ታሪኻዊ ስፍራ ላሊበላ ማእከል ቱሪዝም እዩ ነይሩ። ካብ ከውሒ ብዝተሃነጹ አብያተ ክርስትያናት ዝልለ ላሊበላ፣ አብ እዋን'ቲ ውግእ፣ ምቅይያር ዝቆጻጸሩዎ ሓይልታት ተፈጢሩ’ውን ስለዝነበረ፣ ቱሪዝም ብኡ መጠን ተዳኺሙ አሎ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ይቅጽል ንዘሎ ጻዕሪታት ዳግመ ህንጸት ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ካብቲ ቦታ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ