No media source currently available
ኣብ ግዝኣት ገዳሪፍ ኣብ ዝርከቡ መዕቆቢ ስደተኛታት ዘሎ ፅልዋ እቲ ህውከትን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታትን ኣመልኪትና ኣብ ክልኒክ ኣስመላሽ ግራንትን ኣመሓዳሪን ሓኪምን ኮይኖም ነቶም ስደተኛታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ዝርከቡ ዶ/ር ዳዊት ኣርኣያ ካሳ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።