ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ዞባ ሆሮጉድሩ ክልል ኦሮምያ ሰባት ብኮማንድ ፓስት ተአሲሮም ክብሉ ገሊጾም


ነበርቲ ዞባ ሆሮጉድሩ ከተማ ሻምቡ ክልል ኦሮምያ ሰባት ብኮማንድ ፖስት ተአሲሮም ክብሉ ገሊጾም።

ካብ መንጎ’ቶም ዝተአሰሩ ንዝሓለፈ 12 ዓመታት ተአሲራ ዝነበረትን ዝሓለፈ ዓመት ብምሕረት ዝተለቐቀት ኣክቲቪስት ጫልቱ ኣቤቱ ከምትርከቦም ተገሊጹ’ሎ።

ኣብ ካልኦት ከተማታት ምዕራብ ኦሮምያ’ውን ሰባት ተአሲሮም ክብሉ ነበርቲ ገሊጾም ኣለው።

ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮምያ ዝተአሰሩ ሰባት ካብቲ ማሕበረሰብ ብዝተረኽበ ሓበሬታ’ዩ ክብል ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG