ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጥምየት ከምዘጋጠሞም ገሊጾም


ምስ ኤርትራ ዘዋስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ዞባ ምብራቕ ክልል ትግራይ፡ ብሰንኪ ኩናት ጥምየት ከምዘጋጠሞ፡ ንድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ገሊጾም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝሓሸ ሰላም ሰፊኑ፡ ሕርሻ`ውን ከሳልጡ ከምዝጀመሩ`ውን እቶም ነበርቲ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG