No media source currently available
ሓይልታት ትግራይ ናብ ከተማ መቐለ ዝኣተው ፈደራል ሰራዊትን ሰራዊት ኤርትራን ድሕሪ ምውጽኦምን መንግስቲ ኢትዮጵያ በይንኣዊ ምቁራጽ ተኹሲ ድሕሪ ምእዋጁን'ዮም:: መራሕቲ ክልል ትግራይ 'ጸላእቲ' ንዝበልዎም ካብ መላእ ክልል ትግራይ ከምዘውጽእዎም ይገልጹ ኣለው::ገለ አባላት ሓይልታት ክልል ትግራይ'ውን ርእይቶም ሂቦም ኣለው ::