ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ቡሬ፡ ድሕሪ ምኽፋት ጽርግያ ወደብ ዓሰብ፡ ህይወቶም ክመሓየሽ ምጅማሩ ይገልጹ


ነበርቲ ዶብ-ከተማ ቡሬ፡ ድሕሪ ምኽፋት ጽርግያ ወደብ ዓሰብ፡ ህይወቶም ክመሓየሽን ንግዶም ክዕንብብን ምጅማሩ ይገልጹ

ብኻልእ ወገን ሕማቕ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ኣብ እዋን ወጥሪ ኩናት ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተኣስሩና ኣባላት ቤተሰብና: ሰላም ስለዝወረደ ክፍቱሕልና ንሓትት ይብሉ።

ተወልደ ወልደገብሬል ብሸነኽ ዓሰብ ናብ ቡሬ ተጓዒዙ፡ ምስ ነበርቲን ኣመሓደርትን ዝገበሮ ዝርርብን፡ ምስ ተመልሰ ዝረኸቦ ሓበሬታን ኣወሃሂዱ ዘዳለዎ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG