No media source currently available
ነበርቲ ዶብ-ከተማ ቡሬ፡ ድሕሪ ምኽፋት ጽርግያ ወደብ ዓሰብ፡ ህይወቶም ክመሓየሽን ንግዶም ክዕንብብን ምጅማሩ ይገልጹ። ብኻልእ ወገን ሕማቕ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ኣብ እዋን ወጥሪ ኩናት ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተኣስሩና ኣባላት ቤተሰብና: ሰላም ስለዝወረደ ክፍቱሕልና ንሓትት ይብሉ።