ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ምዕራብ ወለጋ ወታሃደራት መንግስቲ ሓሙሽተ ሰባት ቀቲሎም ክብሉ ይኸሱ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ወታሃደራት መንግስቲ ሓሙሽተ ሰባት ቀቲሎም ካልኦት ሒደት ኸአ አቁሲሎም ክብሉ ስድራ ነበርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ብካልእ ወገን ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ህዝብታት ኣብ ተፒ ዝነበረ ጎንጺ ሃዲኡ ስሩዕ መነባብሮ ከምዝተጀመረ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ገሊጹ’ሎ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ኣብ ወረዳ ጉረሶ ቀበሌ ኩርሬሳ እቲ ቅትለት ከምዝተፈጸመ ሽሞም ከይግለጽ ዝሕተቱ ውልቀሰባት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG