ነበርቲ ሓውዜን ኣብ ኩናት ዝሞቱ ብጅምላ ዝተቐብሩ ኣዝማዶም ብደንቢ ንክቕበሩ መቓብር ይኹዕቱ
- ዜና ቪኦኤ
ኣስታት 200 ዝኾኑ ሬሳታት ኣብ ከተማ ሓውዜንን ከባቢኣን ምቕባሮምን ኣብ ሓደ ጉድጓድ ኣስታት 20 ሬሳታት ምቕባሮም ነበርቲ'ቲ ከባቢ ንወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም::ናብቲ ቦታ ዝተጓዓዘት ጋዜጠኛ ሀዘር ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ከም ሓውዜን ዝኣመሰሉ ተደጋጋሚ ውግኣት ዘተኣናገዱ ስፍራታት ኣገልግሎቶም ከምዝዓነዉ፡ነበርቲ'ውን ድሕነት ከምዘይስምዖም፡ኣብቲ ኩናት ዝሞቱ ብጅምላ ዝተቐብሩ ኣዝማዶም ብደንቢ ቤተ ክርስትያን ንክቕበሩ ድጋፍ ሰበስልጣን ይሓቱ ከምዘለዉ ነጊሮምና ትብል ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 29, 2023
ዘተ፤ ድሕሪ ስቕታ ብረት ህዝብታት ኤርትራን ክልል ትግራይን ብኸመይ ይቕጽል?
-
መጋቢት 28, 2023
ዘተ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተመርጸ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
-
መጋቢት 27, 2023
▶ገበናት ክትራን ስርቂን ዓዲግራት ንነበርቲ የሻቕል
-
መጋቢት 25, 2023
▶ዕላል ምስ ወናኒ 'ሸጋ ፊልምስ' ተስፋማርያም ዳርጌ
-
መጋቢት 25, 2023
ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ