ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻይና 60 ቢልዮን ዶላር ንኣፍሪቃ ለጊሳ


ፕረዚደንት ቻይና ዥ ዪንፒን ትማሊ ሶኑይ ንኣፍሪቃ ስሳ ቢልዮን ዶላር ለጊሶም፣ ዕዳ ገለ ድኻ ሃገራት ኣፍሪቃ’ውን ሰሪዞም። ቻይና ነቲ መጻወድያ ዲፕሎማሲያዊ ምሕረት ትጥቀም ኣላ ዝብል ዝቀርበላ ክሲ’ውን ነጺጋቶ ኣላ።እቶም ፕረዚደንት ኣፍሪቃዊያን ዝሪእዎን ዝስመዖምን ለውጢ ክመጽእ ኣለዎ’ውን ኢሎም ።

ኣብ ኣኼባ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ዢ ክዛረቡ ከለው “15 ቢልዮን ዶላር ሓገዝን ካብ ወለድ ናጻ ዝኾነ ልቓሕን ከምዝብርከት” ገሊጾም ኣለው። ሃገሮም መጻወድያ ዲፕሎማስያዊ ምሕረት ኣይትጥቀምን ዘላ’ውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቻይና 60 ቢልዮን ዶላር ንኣፍሪቃ ለጊሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:29 0:00

XS
SM
MD
LG