ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻይና ፍሉይ ልኡኽ ንቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ


ወታሃደራዊ መደብ ቻይና ኣብ ጅቡቲ
ወታሃደራዊ መደብ ቻይና ኣብ ጅቡቲ

ቻይና ፍሉይ ልኡኽ ንቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ንኢትዮጵያ: ኤርትራን ሶማልን ዝምደብ ዘሎ እቲ ዞባ ኣብ ተአፋፊ ኩነታት ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን`ዩ።

ኣምባሳደር ጁ-ቢንግ ኣብ ኣፍሪቃ ተመክሮ ዝጸንሖ ምዃኑ ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣፍሊጡ`ሎ።

ብመሰረት መግለጺ'ቲ ሚንስትሪ ስራሕ'ቲ ልኡኽ ቻይና እተሰጉሞ ሰላማዊ ልምዓት ምቕጻል ምዃኑ ብምጥቓስ፡እተን ሃገራት ነባሪ ህድኣትን ምዕባለን ብልጽግናን ክህልወን ምሕጋዘን ምዃኑ ሓቢሩ`ሎ።

ቻይና ኣብ ጅቡቲ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣለዋ፡ ንኢትዮጵያ ድማ ግዙፍ ለቓሕ ሂባታ`ላ።

XS
SM
MD
LG