ዋሽንግተን —
ቻይና ኣካል'ቲ ኣብ ርእሰ ኸተማ እታ ሃገር ዝደገሰ ዳሕረዋይ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምውጋዱ ትገብሮ ናይ ዘላ ጻዕርታት ኣብታ ኸተማ ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን ክጸንሓን ተማሃሮ'ዉን ናብ ኣብያተ ትምህርቲ ከይኸዱን ኣዚዛ።
ከም ኣካል'ዚ ጻዕርታት ምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ሰበ-ስልጣን ቤይጂንግ ንመስመራት ባቡርን መጉዓዝያታት ን ኣውቶቡሳትን ኣብያተ ንግድን ኣብያተ ስፖርትን ኣብያተ ትያትርን ዓጽዮም።
ናይ ቻይና ናይ ንግዲ ከተማ ዝኾነት ሻንጋይ'ዉን ሓደሰቲ በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት መዝጊባ'ላ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን