ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻይና: ኣብ ዙርያ ዓለም ማእኸላት አገልግሎት ፖሊስ ስግር ባሕሪ ኸፊታ

ቻይና: ኣብ ዙርያ ዓለም ማእኸላት አገልግሎት ፖሊስ ስግር ባሕሪ ኸፊታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:26 0:00

ቻይና: ኣብ ዙርያ ዓለም ማእኸላት አገልግሎት ፖሊስ ስግር ባሕሪ ኸፊታ

ቻይና ኣብ ዙርያ ዓለም ኣብ ዝርከባ ሓያለ ከተማታት ማእኸላት አገልግሎት ፖሊስ ስግር ባሕሪ ኸፊታ'ላ።

ገለ ካብኣቶም እዉን ነቲ ዓለምለኸ ተቀባልነት ንዘለዎ ንተጠርጠርቲ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዝብል ሕግታት ብዝጠሓሰ መንገዲ ተጠርጠርቲ ገበነኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ከይዲ ፍርዶም ክቅበሉ የፈራርሁ'ለዉ ክብል ሓደ ሓድሽ ጸብጻብ የጠንቅቅ'ሎ።

ገለ እዉን እዚ መርበብ እዚ ንተቃወምቲ ፖለቲካ እውን ዒላማ ክገብር ይኽእል እዩ ዝብል ፍርሂ ሓዲርዎም'ሎ።

XS
SM
MD
LG