ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻይና ኣብ ልዕሊ ፖለቲካዊ መራሕቲ ታይዋን እገዳ ተንበር


ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ኣብ ታይዋን
ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ኣብ ታይዋን

ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ኣብ ታይዋን ዝፈጸምዎ መገሻ ስዒቡ ቻይና ኣብ ልዕሊ ፖለቲካዊያን መራሕቲ ታይዋን ናይ ቪዛን ካልእ እገዳን ምንባራ ትገልጽ።

እዚ ዳሕረዋይ እገዳ ዝተነበረ ቻይና ኣብ ክሊ ኣየርን ማያትን ታይዋን ሰፋሕቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ድሕሪ ምፍጻማ እዩ።

ብመሰረት መግለጺ ቻይና ኣብ’ቲ እገዳ ዝተጠቅሱ ሰበ-ስልጣን ታይዋን ናብ ቻይና፣ ሆንግ ኮንግን ማካኦን ክኣትው ኣይፍቀደሎምን፣ ኣብ’ዘን ሰለስተ ግዝኣታት ምስ ዘለው ትካላት ፋይናንሳዊን ንግዳዊን ርክባት ክቅጽሉ'ውን ኣይኽእሉን ይብል።

XS
SM
MD
LG