ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትጽቢትን ሃንቀውታን ንሰላም

ትጽቢትን ሃንቀውታን ንሰላም
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:50 0:00

ትጽቢትን ሃንቀውታን ንሰላም

ክልተ ዓመት ዝመልአ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ንህይወት ኣሽሓት ወሲዱ፡ ዝያዳኦም ድማ ኣማዛቢሉ ኣሎ። ቅድሚ’ቲ 2 ጥቅምቲ,2022 ኣብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተፈረመ ስምምዕ ንዘላቒ ሰላምን ነባሪ ምቍራጽ ተጻብኦታትን ክልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና ኔርና።

ኣጋይሽን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝቕመጥ ኤርትራዊ ግርማይ ኣርኣያን ከምኡ’ውን እንድርያስ ሃይለ ኣብ ዓድዋ ተወሊዱ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓደ ዩኒቨርስቲ ናይ ሓበሬታ ቴክኖሎጂ (ኣይ.ቲ) መምህርን’ዮም።

This item is part of
XS
SM
MD
LG