No media source currently available
ክልተ ዓመት ዝመልአ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ንህይወት ኣሽሓት ወሲዱ፡ ዝያዳኦም ድማ ኣማዛቢሉ ኣሎ። ቅድሚ’ቲ 2 ጥቅምቲ ኣብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተፈረመ ስምምዕ ንዘላቒ ሰላምን ነባሪ ምቍራጽ ተጻብኦታትን ክልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና ኔርና።