ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትግራይ ደሞክራሲያዊ ፓርቲ “ውዕል ፕሪቶሪያ ብህወሓት ይፈርስ ኣሎ”


ትግራይ ደሞክራሲያዊ ፓርቲ “ውዕል ፕሪቶሪያ ብህወሓት ይፈርስ ኣሎ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:31 0:00

ትግራይ ደሞክራሲያዊ ፓርቲ “ውዕል ፕሪቶሪያ ብህወሓት ይፈርስ ኣሎ”

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ፡ ብሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ እትምራሕ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ እተቝም ኮሚተ ምምስራታ ኣብ እዋኑ ተሓቢሩ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ፡ ንርእይቶን ቅሬታታትን ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባትን ግብረ-መልሲ እቲ ክልልን ምቕራብናይዝከር። ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ፡ ህወሓት ንውዕል ፕሪቶሪያ የፍርሶ ኣሎ ብምባል ይኸስስ። ነዚ ብዝምልከት ንፖለቲካዊ ሓላፊ'ቲ ውድብ ኣቶ ተሻለ ንጉሰ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅድም ክብል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ከበድቲ ብረታት፡ ነቲ ዘተ ሰላም ንምቅልጣፍ፡ ቅድሚ ተባሂሉ ዝነበረ ዕለት ከም ዝረከቡ ገሊጾም ነይሮም። ኣቶ ረዳኢ ሓየሎም ኣብ ዝሓለፈ እዋን በቶም ተቓወምቲ ውድባት ንዝቐረበ ክሲ ኣብ ዝመለሱሉ እዋን፡ ኣብቲ ጉዳይ መራሒ ኣካል፡ ውድብ ህወሓትን ሰራዊት ትግራይን ዝሓዘለ ኰይኑ ንዅላቶም ሰብ-እጀታ’ውን ዘሳትፍ ምዃኑ ምግላጾም ይዝከር።

XS
SM
MD
LG