ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ትግራይ ብኸቢድ ሕፅረት መድሃኒታት ትሽገር
ድሕሪ ምውላዕ ኲናት ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ መድሃኒታት ኣዝዩ ውሑድ ብምዃኑን ካብተን ዝነበራ ወሃብቲ ኣገልግሎት መድሃኒታት ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ብምዃነን ኣብቲ ክልል ዓቢ ሃጓፍ ፈጢሩ ምህላዉ ማሕበር ፋርማሲ ትግራይ ሓቢሩ።