ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትካል ግብረ ሰናይ ኣዴታትን ህፃናትን ኣርኣያ ዘሪሁን 100 ተማሃሮን 65 ኣዴታትን ኣብ ምሕጋዝ ይርከብ


ብወለንተኛ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣይተ መዝገበ መሓሪ
ብወለንተኛ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣይተ መዝገበ መሓሪ

ትካል ግብረ ሰናይ ኣዴታትን ህፃናትን ኣርኣያ ዘሪሁን ብሰናይ ተበግሶ ተማሃሮ ኤምኣይቲ ዝተጣየሰ እዩ።

እዚ ትካል ግብረ ሰናይ ቅድም ኢሉ ብደረጃ ክለብ ተጀሚሩ’ኳ እንተነበረ፣ ኣብ መወዳእታ 2007 ዓ.ም ግን ትካል ኮይኑ ብዕሊ ምጥያሹ ብወለንተኛ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ኣይተ መዝገበ መሓሪ ገሊፆም።

ትካል ግብረ ሰናይ ኣዴታትን ህፃናት ኣርኣያ ዘሪሁን ኣመልኪተ ምስ ወለንተኛ ኣካያዲ ስራሕ ኣይተ መዝገበ መሓርን ገለ በቲ ገባሪ ሰናይ ተሓገዝትን ዝኮኑ ዝገበርኩዎ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG