ኣካፍል
መሕተሚ
ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ከይዶም ሓገዛት ንምሃብ ምድልዋቶም ከምዝዛዘሙን ነቲ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሃበና ፍቃድ ንፅበ ኣለና ክብል ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት (UNHCR) ሓቢሩ ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available