ትንታነ: ኣብ ጉዳይ ዓወት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ
ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ 10ይ መድረኽ ቱር ኢጣልያ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ነቲ ውድድር ቐዳማይ ኮይኑ ብምዝዛም ኣብ ዙር ኢጣልያ ዝተዓወተ ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ'ሎ። ነቲ ውድድር ስዒቡ ኣብ ዝነበረ ስነ ስርዓት ሽልማት'ውን ቢንያም መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞን ብኡ መሰረት ድማ ኣብ ዝቕጽል መድረኻት'ቲ ውድድር ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ'ሎ። ነቲ ዝነበረ ውድድር ንዓወት ቢንያምን ምቁራጽ ዝተረፈ መድረኻት'ቲ ውድድር ብዝምልከት ንነባር ጋዜጠኛ ስፖርት ሳምሶን ሃይለ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 04, 2022
ቋንቋ ትግርኛ ናብ ዲጂታላዊ ስርዓት ንምስኻዑ
-
ነሓሰ 03, 2022
ፍቕሪን ኲናትን
-
ነሓሰ 03, 2022
ዘተ ሰላም ኢትዮጵያን ብገለ ወገናት ዝቐርቡ ዕንቅፋታትን