ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ: ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ


 ትንታነ: ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ
please wait

No media source currently available

0:00 1:04:49 0:00

ትንታነ: ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ

ኣብ ኩነታት ሰላምን ፀጥታን ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ግጭትን ኵናትን ከምኡ'ውን ዕድላት ልዝብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝብሉን ተዛመድቲ ጉዳያትን ፕሮፌሰር ዓወት ወልደሚካኤልን ኣቶ ሙሉ በየነን ትንታንኦም ይህቡ።

ፕሮፌሰር ዓወት ወልደሚካኤል ኣብ ኦንታሪዮ ካናዳ ዝርከብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ተመራማራይን ክኢላ ታሪኽን ክኸውን ከሎ ኣቶ ሙሉ በየነ ቅድም ክብል ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ሕጊ ዝነብረ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ኣብ ሃገረ ኖርወይ በርገን ዩኒቨርስቲ ብትምህርቲ ሕጊ ዶክትሬት (PHD) ዘፅንዕ ዘሎን እዩ።

XS
SM
MD
LG